BBC News, ትግርኛ – መእተዊ ገጽ
ዜናታት

ቀጥታ, ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ጣብያታትን ማእከላትን ምርጫ ቆጸራ ድምጺ ይቕጽል ኣሎ
ትማሊ ሰኑይ 1 ሰነ ዝተኻየደ፡ ትግራይን ሰፋሕቲ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዘይተሳተፍዎ መበል 7ይ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ከምዝተናውሐ ይፍለጥ። ካብቶም ኣስታት 54 ሚልዮን ንከድምጹ ዝተመዝገቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 40 ሚልዮን ድምጾም ከም ዝሃቡ ሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኣፍሊጡ’ሎ።

ትራምፕ ኵናት ክውዳእ’ዩ ዝደሊ፡ ኢራን ግን ንድሕሪት ትምለስ ኣይትመስልን’ያ- ትንተና
ኣመሪካን ኢራንን ነቲ ብ8 ሚያዝያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምቍራጽ ቶኵሲ ጥሒሰን ናብ ኵናት ክምለሳ ከምዘይደልያ ምልክታት ይህባ ኣለዋ።
ክልቲኤን ሃገራት ብሞንጎኝነት ፓኪስታን፡ ቐጠርን ካልእን ተማእኪሉ ዘተ ሰላም ኣብ ዘካይዳሉ ዘለዋ ዝዀነ ነጋሪት ኵናት ኣየስምዓን።2 ሰነ 2026

ሓድሽ መጥቃዕቲ ሩስያ፡ ዩክረይን ኣብ ትሕቲ ፍርስራስ ዝተደብዩ ዜጋታታ ትደሊ
ሞስኮ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር ሩስያ ኣብ ዝርከብ ዞባ ሉሃንስክ ዩክረይን፡ ኣብ ልዕሊ ዘሎ መደቀሲ ኣደራሽ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን 21 ሰባት ምቕታሎም ስዒቡ፡ ንድሕሪት እቲ መጥቃዕቲ ከም መልሰ-ግብሪ “ስትራተጅያዊ መጥቃዕትታት” ከም እተካይድ ኣጠንቂቓ ነይራ እያ።
2 ሰነ 2026

ኢራን: 20 ወተሃደራዊ ማእከላት ኣመሪካ ከም ዘዕነወት ሓድሽ መርመራ ቢቢሲ ኣረጋጊጹ
ኢራን ካብ መወዳእታ ለካቲት ጀሚራ ኣብ መላእ ሸሞንተ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ንዝርከቡ ወሰንቲ መሳለጥያታት ዒላማ ብምግባር ኣብ ምዕቡል ስርዓታት ምክልኻል ኣየር፡ ነዳዲ ምምላእ ነፈርትን ራዳርን ብሚልዮናት ዝግመት ጕድኣት ኣውሪዳ።
2 ሰነ 2026

መረጻ ኢትዮጵያ፡ ምስልታት መስርሕ ምድማጽ ዜጋታት
1 ሰነ 2026

ዘይምዕሩይ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኵነታት እታ ሃገር እንታይ ይብል?
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ዋላ እኳ ብቐጥታ ብህዝቢ ዝምረጽ እንተ ዘይኰነ፡ መረጽቲ ነቶም 547 ኣባላት ዘለውዎ ባይቶ ዝውክሉ እዮም ዝመርጹ። እንተ ወሓደ 274 መናብር ዘረጋገጸ ውድብ ድማ ነታ ሃገር ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝመርሕ መንግስቲ ናይ ምቛም መሰል ይረክብ።
1 ሰነ 2026

ብዛዕባ እታ ‘ሕብሪ ወርሒ’ እትሰምየት ኤርትራዊት ዘውዲ ኣርኣያ እንታይ ንፈልጥ?
ኤርትራውያን ኣብ ናይ መንግስቲ ይዅን ብሕቲ ስራሓት ዝወፍረሉ፣ ሰብ-ሓዳር ቪላታት ዘስርሕሉ፣ ብዙሓት ደቀ’ባት ካብ ጣልያን ዝተረከብዎ ፋብሪካታት ዘመሓድርሉ፣ ብብዝሒ ዲታታት (ኩባንያታት) ዝነበርሉ፣ ቍጠባ እታ ሃገር ዝደንፍዓሉ፡ ደቂ ከባቢ ኣብታ ብጽሬታ እትነኣድ ኣስመራ ኣትዮም እቶት ዝምእርርሉ ግዝያት ነበረ።
1 ሰነ 2026

ትራምፕ፡ ኣብ እማመ ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን ክልወጥ ዝደለዮ እንታይ እዩ?
እቲ ለውጢ ምስ መጻብቦ ሆርሙዝን ምእላይ ኣዝዩ ዝተሃብተመ ዩራንየምን ዝተኣሳሰር ምዃኑ፡ ኣመሪካዊ መሻርኽቲ ዜና ቢቢሲ ዝዀነ ሲቢኤስ ኒውስ ሓቢሩ። ዋይት ሃውስ ንዝቐረበሉ ሕቶ ርእይቶ መልሲ ኣይሃበን።
1 ሰነ 2026

ዘውዲ ኣርኣያ: እታ ኣብ 70ታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ዘንጸባረቐት ኤርትራዊት ኮኾብ
ኣብ ሰብዓታት ኣብ ከተማታት ኤርትራ ንዘውዲ ኣርኣያ ዘይፈልጥ ሰብ ዳርጋ ኣይነበረን ክበሃል ይከኣል። ምኽንያቱ ኣብ ዓለማዊ መድርኽ ወጺኣ ኣብ ኣብ ፊልምታት ከም ቀንዲ ተዋሳኢት ኮይና ትቐርብ ስለ ዝነበረት። ኣብቲ እዋን’ቲ፡ ዋላ’ኳ ሃገራዊ ብረታዊ ቃልሲ ይካየድ እንተነበረ፡ ኣስመራ ዘወናውን ጽባቐ ነበራ።
31 ጉንቦት 2026

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መራኸቢ ብዙሓን ዝገብሮ ዘሎ ናይ ምዕፋን ዘመተ ደው ከብል ኣምነስቲ ሓቲቱ
ዓለምለኻዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ሰብ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ክካየድ መዓልታት ተሪፉዎ ዘሎ ምርጫ ኣብ ልዕሊ መራኸቢ ብዙሓን ዘካይድዎ ዘለዉ “ምዕፋን” ደው ከብሉ ሓቲቱ።
30 ጉንቦት 2026

ኣውከስ – ኣመሪካ፣ ዓባይ ብሪጣንያን ኣውስትራልያን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ውስጠ-ባሕሪ ከማዕብላ ወጢነን
ኣመሪካ፣ ዓባይ ብሪጣንያን ኣውስትራልያን፡ በቲ ‘ኣውኩስ’ ብዝብል ዝፍለጥ ወተሃደራዊ ኪዳን፣ ውሽተ-ባሕሪ ገመዳት ንምክልኻልን ንምዕባልን ዝሕግዝ ቴክኖሎጂ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ከምዘማዕበላ ገሊፀን ገሊፀን።
31 ጉንቦት 2026

ኣብ ፅምብል ዓወት ፒኤስጂ ኣስታት 400 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
ብፓሪስ ሴንት ጀርመን ብፍጹም ፍጹም ቅላዕ ተዓዊታ ንኻልኣይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብዚ ውድድር ዋንጫ ዓቲራ ኣላ።
31 ጉንቦት 2026
ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።
ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።
ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።

ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከም ጂኦፖለቲካዊ መናሕንሕቲ ዝርኣኣዩ ሓይልታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ለውጢ ኣሰላልፋታት ኣስዒቦም ኣለዉ። ሃገራት እዚ ዞባ፡ ነቲ ግጭትን ምስኡ ተተሓሒዙ ዝመጽእ ለውጢታትን ንምግጣም ብኸመይ ከም ዝሕዝኦ ከሰላስላ ደሪኹወን ይርከብ።
20 ለካቲት 2026

ቢቢሲ ትግርኛ ቻነል ዋትስኣፕ፡ ብኸመይ ትጽንበርዎን ዝበለጸ እዋናዊ ሓበሬታ ትረኽቡን
5 ታሕሳስ 2024

ዝጐሃሃር ዘሎ ዳርባ ቃላት ኢትዮጵያን ኤርትራ ናበይ ከምርሕ’ዩ?
ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ሃገራት ንኣስታት ክልተ ዓመታት ክባላሕ ዝጸንሐ ናይ ቃላት ኲናትን ምትኹታኽን እናገደደ ክመጽእ ጸኒሑ ኣሎ። እዚ እዋናዊ ኵነታት ዝደረኸ ምዕባለታት እንታይ እዩ? ናበይ ከ ክመርሕ ይኽእል ንዝብል ዛዕባታት ቢቢሲ ንዝተፈላለዩ ምሁራትን ተንተንትን ኣዘራሪቡ’ሎ።
12 ለካቲት 2026

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም. [ግ] ናብ ሓምሻይ ወለዶ ክሰጋገር መደብ ከምዘሎ ተዛሪቡ።እዚ ንኤርትራ ዘመላኽት ከምዝዀነ ብዙሓት ይግምቱ፣ ትሕዝቶአን ክነጻጸር እንከሎ ኸኣ…፤
28 ጥሪ 2026

ድምጺ, ቢቢሲ ትግርኛ ዜና / ዜና፡ ካብ ቢቢሲ ትግርኛ
21:09 EAT – 21:24 EAT
![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)
ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ?
ምእዋጅ ናጽነት ኤርትራ መዓስን ብኸመይን’ዩ ተፈጺሙ? ኣዲስ ኣበባ መዓስን ብኸመይን እያ ንሃገርነት፡ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣፍልጦ ሂባ? ክትስርዞ ወይ ክትስሕቦኸ ትኽእል ድያ? ሳዕቤኑ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ዓለምለኻዊ ሕጊታትን ውዕላትን፡ ከምኡ’ውን ክኢላታት ዓለማዊ ዝምድናታትከ እንታይ ይብሉ?
27 ጥቅምቲ 2025

ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ካበይ ናበይ፡ ሃለዋቱኸ ኣብ ምንታይ ይርከብ?
ሃለዋት ህግደፍ ግን ኣብዚ እዋን’ዚ እንታይ ይመስል? ነቲ ‘ደሞክራስን ፍትሕን’ ዘጠቓልል ስሙ በቒዕዎዶ? መፈጠርን ዛንታን ናይቲ ኣብ ውሽጡ ዝዓበየ ምስጢራዊ ‘ሰልፊ’ እንታይ’ዩ? ነዚኦምን ካልኦት ተመሳሰልቲ ሕቶታት ናይቲ ውድብ ንምምላስ ንሓፈሻዊ ጕዕዞኡ ዳህሲስናዮ ኣለና።
22 መስከረም 2025

ኤርትራ፡ ምስ ኵሉ ጸጋታታ ስለምንታይ ወጻእተኛታት በጻሕቲ ዘይገሹዋ?
ኤርትራ፡ ካብ ድቃሳ ምስተበራበረት ንጸጋታት ክትሰርሓሉ እንተጀሚራ መስሕብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትከውን ዓቢይ ተኽእሎን ዕቝር ጸጋታትን ከምዘለዋን ዘጠራጥር ኣይኰነን፤ ሕጂ ግን ብድኽመት ምሕደራ ዝተዳህከት፡ ኣዝያ ዕጽውቲ ሃገር እያ።
1 ጥቅምቲ 2025

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዘይቅዋምን ምርጫን ንልዕሊ 35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ መራሒ
ኣብ 1993፡ ኤርትራውያን መሰል ርእሰ-ውሳነኦም ብረፈረንዱም ምስ ኣረጋጋጹ፡ ኢሳይያስ ንፈለማ እዋን ከም መራሒ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ተራእየ። ኣብ ዋዕለ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ነቶም ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ወለዶ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ “ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክዅየጡ ዝደልዩ፡” ክብል ዘሊፉዎም።
20 ሰነ 2025

ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን ‘መዋእል ክሳራን’ ክትገላገል ትኽእል?
እቲ ዝበዝሕ ኣፍራዪ ዓቕሚ ሰብ እታ ሃገር፡ ካልኣይ ደረጃ ይዅን ዩኒቨርሲቲ ዝወድአ ከይተረፈ፡ ኣብ ሰራዊት ከቲቱ ብዘይኣድማዕነት ዝጸንሐ’ዩ። በዚ ድማ እቲ እንኮ መዋጽኦ መንእሰያት ኤርትራ፡ ስደት ኰይኑ ጸኒሑን ኣሎን።
ብሰንኪ ብሕታዊ ወፍሪ ዘየተባብዕ ፖሊሲ መንግስቲ ድማ ናይ ወጻኢ ኣውፈርቲ ክኣትዉስ ይትረፍ እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንኣሽቱን ማእከሎትን ንግዳዊ ትካላት ብምምስራት ክንቀሳቐሱ ጀሚሮም ዝነበሩ ብዙሓት ሰብ ጸጋ ዜጋታት’ውን ግዳይ ናይቲ ኵነታት ኰይኖም ምስ ገንዘቦም ናብ ስደት ውሒዞም’ዮም።6 ጉንቦት 2025

ኤርትራ፡ ጽምዶ ጽቡቕ እዩ – ግን መን ምስ መን፡ ንምንታይ ዕላማኸ?
እቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ህወሓትን ክግበር ዝዕደም ዘሎ ጽምዶ ግን ብምንታይ ዝተደረኸ እዩ? እቶም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ 2020 – 2022 ሓድሕድ ዝተዳመዩ፡ ሕዱር ቅርሕንቲ ዝነበሮም ሓይልታት ስለምንታይ ኣብዚ ግዜ’ዚ ክላፈኑን ክጻመዱን ደልዮም?
24 ጉንቦት 2025

ትግራይ፡ ክሳብ መዓስ እያ ዓውደ-ኲናት ኰይና ክትነብር?
ብሰንኪ’ቶም ካብ ቅድሚ 100 ዓመታት ኣትሒዞም ዝተኻየዱ ተኸታተልቲ ውግኣት ኣእላፍ ሰባት ሃሊቘም፡ ንብረትን ጥሪትን በሪሱ፡ ኣግራብን ዘራእትን ጣሕሲሱ፡ እንስሳ ዘ-ገዳም እውን ፈሊሰን። እንተዀነ፡ ሎሚ እውን ካልእ ህልቂት ከስዕብ ዝኽእል ደበና ኲናት የንጸላሉ ኣሎ።
7 ሓምለ 2025
ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል

ቪድዮ, መንግስቲ ፈደራል እንታይ ስጕምቲ ክወስድ ይኸውን – ስለምንታይ ከ ስቕታ መሪፁ

ቪድዮ, ምምሕዳር ትራምፕ ብዛዕባ ‘ዩፎ’ ከቃልዖም ዝጀመረ ምስጢራት እንታይ’ዮም

ቪድዮ, ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝመርሖ ስምረት ዝረከቦ ሓድሽ ቤት ምኽሪ እንታይ’ዩ ውጥኑ

ቪድዮ, ኣብ ግንባራት ውግእ ንወተሃደራት ዝትክኣ ዘለዋ ድሮናት

ቪድዮ, ካብ ካርቱም ክሳብ መቐለ፡ ሓደ ሃገር ብዙሓት ሓይልታት

ቪድዮ, ‘ሞዳ ሳባ’ ሓበሻዊ ጽባቐ ኤርትራውያን ኣብ ኬንያ

ቪድዮ, ዝተደርበዩ ውሉዳት፡ ኣለሻ ብሪጣንያውያን ወተሃደር ዝኾኑ ኣቦታት

ቪድዮ, ዕቑር ዩራንየም ኢራን: ዓብዪ ስግኣትን ሕማም ርእስን ኣመሪካ

ጠፈርተኛታት ኣርተሚስ ምስ መሬት ዘለዎም ርክብ ኣብ ዝቋረጸን 40 ደቓይቕ እንታይ’ዮም ክገብሩ?
እዞም ኣርባዕተ ጠፈርተኛታት፡ ኣብ ዙርያ ወርሒ ብምኹላል ድሮ ንዓለምና ፍሉይ ተምሳጥ ዝፈጠሩ ኣሳእል ኣካፊሎምዋ እዮም። ቅድሚ ልዕሊ 50 ዓመታት፡ ጠፈርተኛታት ኣፖሎ፡ ናብ ወርሒ ኣብ ዝገበርዎ ተልእኾ ብዝተፈጥረ ምቁራጽ ርክባት ስዒቡ ብሕታውነት ገጢሙዎም ነይሩ።

ቪድዮ, ኣብ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ እቲ ዝኸበረ ኲናት ኣመሪካ ድዩ?
ኣመሪካ ኣብ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ብዙሕ ወፍሪ እያ ትገብር፣ እዚ ኣብ ዓመት ሓደ ትሪልዮን ዶላር ይበጽሕ። ከምኡ’ውን ሓፈሻዊ ወተሃደራዊ ባጀት ምምሕዳር ትራምፕ ብዓቢኡ ምስ ዝሓለፉ ምምሕዳራት ዝሰማማዕ እዩ።

ቪድዮ, ኢራን፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ራዕዲ ንምፍጣር ብኸመይ’ያ ሕሱራት ድሮናት ትቀጥም ዘላ?
ዶናልድ ትራምፕ፡ ብ28 ለካቲት ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ነፈርቲ ክፍጸም ምስ ጀመረ፡ ሚሳይልን ኢንዳስትሪ ሚሳይልን ኢራን፡ “ምሉእ ብምሉእ” ክጠፍእ’ዩ፡” ኢሉ። ድሮናት ዝምልከት ግን ኣይተዛረበን። እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ፡ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ትሑት ዋጋ ዘለወን ድሮናት ተጠቒማ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ መጥቃዕቲ ክትፍጽም ጸኒሓ።

ቪድዮ, ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተሳተፋ ደቀንስትዮ ብዛዕባ ዝስጋእ ዘሎ ሓድሽ ኲናት

ሚልዮናት ሰባት ነዊሕ ዕድመ ንኽነብሩ ዝሕግዙ ንጥፈታት ሓሙሽተ ደቒቕ
ኣብ ቀረባ እዋን ሓደ ነገር ንጹር ኰይኑ ኣሎ፤ ረብሓታት ኣካላዊ ንጥፈታት ንምርኣይ፡ ከቢድ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ምግባር ከም ዘየድልየና እዩ።
29 ጉንቦት 2026

ኣሕመዲነጃድ፡ ካብ ዕሉል ጸላኢ ናብ ተስፋ እስራኤል
ንሓያሎ ዓመታት ብትሪ ጸረ-እስራኤል መግለጺታቱ ዝፍለጥ ዝነበረ ፖለቲከኛ፡ ሕጂ ኣብ ገለኦም ጸብጻባት ከም ሓደ ናብ ስልጣን ክመጽእ ተኽእሎ ዘለዎ ኰይኑ ይቐርብ ኣሎ።
28 ጉንቦት 2026

እታ ‘በሎኽ ዝበለት ኤርትራ’ ብግዜ ናጽነት ዝቐረበት ፈላሚት መጽሓፍ
እቲ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ንፈለማ ግዜ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ንቍጠባዊ ብድሆታት ንምግጣም ዝተጋብኡ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ተወኪሎም ዝመጽኡ 21 ምሁራንን 7 ትካላት ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራን ተሳቲፎም ብዘመንጨውዎ ጽሑፋትን ክትዓትን መሰረት ገይራ እያ ተጻሒፋ።
27 ጉንቦት 2026

ስለምንታይ ኢና ድሕሪ ሞትና ክንዘከር እንደሊ?
ሓግጊ ምግዳፍ ዝብል ሓሳብ ሒደት ግዝያት ተሪፉና ኢሎምን ንዝሓስቡ ኣረጋውያን ወይ ብሕማም ንዝሳቐዩ ዘለዉ ሰባት ህጹጽ ጉዳይ እኳ እንተዀነ፡ ገለ ተመራመርቲ ግን እዚ ድርኺት’ዚ ገና ካብ ንእስነት’ውን ክጅምር ከም ዝኽእል ይከራኸሩ።
25 ጉንቦት 2026

ኤርትራ፡ዘቤታዊ ጉዳያት ኣብ መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ኤርትራ ትማሊ ኣብ ዘብዓለቶ መበል 35 ዓመት መዓልቲ ነጻነት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብቲ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ዝተኻየደ ጽንብል 22 ደቃይቕ ዝወሰደ መደረ’ዩ ኣስሚዑ። ካብዚ 22 ደቃይቕ ከኣ ነቲ ኣስታት ኣርባዕተ ደቃይቕ’ዩ ንዘቤታዊ ጉዳያት ገሊጽሉ።
25 ጉንቦት 2026

ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኵባ ዝገብሮ ዘሎ ጸቕጢ እንታይ ዝዓለመ እዩ?
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኵባ ጸቕጢ ንኽትገብር ዝድርኻ ዘሎ ምኽንያት እዩ? ግብረ-መልሲ ኵባ’ኸ እንታይ ይመስል?
23 ጉንቦት 2026

ኤርትራ ኣብ መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ ታሪኽ ምስሳን ህዝብን ፈተና ስደትን
ድሕሪ ናጽነት ካብ 1991 ጀሚሩ ክሳዕ 2016 ዝነበረ ናይ ርብዒ ዘመን መዋእል፡ ምስሳን ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጐረባብቱ ክነጻጸር እንከሎ ፍጹም ዝተፈልየን ዝወሓደን ምዃኑ መረዳእታታት ሕቡራት ሃገራት የረጋግጹ።
23 ጉንቦት 2026

ኬሚካል ‘ፎርኤቨር ‘ ኣብ እትሰትይዎ ማይ ዘሎ ዘደንጹ ሓቅታት
ካብ መዐሸጊ መግቢ ክሳብ ኣብ ዝስተ ማይ ኮታስ ኣብ ኵሉ ክረአዩ ዝጸንሑ ‘ኬሚካላት ፎርኤቨር ‘ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝያዳ ኣቓልቦ ረኺቦም።
ተመራመርቲ’ውን ነቲ ምስኡ ተተሓሒዙ ክመጽእ ዝኽእል ሳዕቤን ንምርዳእ ይረባረቡ ኣለዉ።23 ጉንቦት 2026

ንቻይናን ሩስያን ዘተኣሳስረን ገመድ እንታይ እዩ?
ምዕራባውያን ተንተንቲ ነዚ ርክብ’ዚ “ናይ ምልካውያን ጥምረት” ወይ ድማ “ክፈርስ ቀሪቡ ዘሎ ሕውነት” ገይሮም ክገልጹዎ ይፍትኑ። ይዅን’ምበር፡ ኣብ ሓድሕዶም ቍጠባዊ ተመላላእነት ኣለዎም። ሩስያ ነዳድን ጋዝን ተውጽእ፡ ቻይና ድማ ዓቢ ዕዳጋ ተዳሉ።
20 ጉንቦት 2026

ብቴክኒካዊ መዳይ ኣብ ኲናት ዝርከባ ጐረባብቲ፡ ኣየኖት ሃገራት ዓረብ’የን ንእስራኤል ኣፍልጦ ዝህባ?
ክልቲአን ሃገራት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ዘይብለንን ብቴክኒካዊ መዳይ ካብ 1948 ጀሚረን ኣብ ኩነታት ኲናት ጸኒሐን እየን። እስራኤል ምስ ካልኦት ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ግን ከመይ ይነጻጸር?
17 ጉንቦት 2026

ኣብ ሳሕል ሓያል ቍጥዐ ዝገጠማ ፈረንሳ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓደስቲ መሓዙት ተናዲ፡ ንምንታይ?
ፈረንሳ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝነበራ ብድሕረ-መግዛእታዊ ኢድ ኣእታውነት ጽልዋኣ እናተዳኸመ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን’ያ፡ ትኹረታ ናብተን ግዝኣት ብሪጣንያ ዝነበራ ሃገራት ኣፍሪቃ ገይራ ዘላ።
15 ጉንቦት 2026

ትግራይ፡ መንግስቲ ፈደራል እንታይ ስጕምቲ ክወስድ’ዩ – ስለምንታይ ከ ስቕታ መሪጹ?
‘መንግስቲ፡ ንስጕምቲ ህወሓት ዝዅንን መግለጺ ክሳብ ሕጂ’ኳ እንተዘየውጽአ ካብ መግለጺ ሓሊፉ ኸ እንታይ ስጕምቲ ክወስድ ይኽእል?’ ዝብል ሕቶ ዝምልስ ዳህሳስ ክርአ ኣገዳሲ እዩ።
14 ጉንቦት 2026

ኤርትራ፡ ምሩጽ ኣሳእል ጽንብል መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ናጽነት
መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ዝተፈላለያ ካልኦት ሃገራት ዓለምን ተጸንቢሉ ኣሎ። ንገለ ካብኡ ዝውክል ኣሳእል ኣብ ታሕቲ ኣቕሪብናልኩም ኣለና።
26 ጉንቦት 2026
![ፊልሞን ሓጎስ፣ ኪዳነ ኣንገሶምን ክብሮም ገብረማርያምን [ካብ ጸጋም ናብ የማን] ኣብ 21 ሚያዝያ 2026 ብሞት ተቐጺዖም](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/2266/live/c9828950-553c-11f1-b682-cf91850925ea.png.webp)
“ምስ ሞትኩ መርድእ ምንጋር ይሓይሽ”፡ ዘሰቅቕ ዛንታታት ሞት ዝተፈረዶም ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድያ
ሂዩማን ራይትስ ዎች ንምንጪታት ጠቒሱ ከም ዝሕብሮ ብኣማኢት ዝቝፀሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ይርከቡ።
“መቕፃዕቲ ሞት ዝተፈረዶም ልዕሊ 200 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኸሚስ ሙሻይት ተዳጒኖም ኣብ ልዕሊኦም ንዝፍፀም ይፅበዩ ኣለዉ” ክብል’ውን ኣመልኪቱ።
ኣብ መስርዕ ሞት ካብ መንጎ ዝርከቡ ናይ ገሊኦም ዛንታ፡ 31 ዓመት ዘድመኡ ካብ ዞባ ምብራቕ ዝተሰደደ ደስታ እዩ።21 ጉንቦት 2026

‘ኤርትራ ዓንዲ ማእከል ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ’- ግብጻዊ ሚኒስተር
ዓቢ ጕጅለ ልኡኽ መሪሑ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ዝቐነየ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዶ/ር በድር ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኤርትራ ስፍሕ ዝበለ ቃለመሕትት ኣካይዱ። በድር ዓብደልዓጢ ከም ዝበሎ፡ ዝምድና ግብጽን ኤርትራን “ዓቢ ዓይነታዊ ገስጋስ” ኣመዝጊቡ ኣሎ።
19 ጉንቦት 2026

ዝተቖረሰት ትግራይ ኣብ ሃገራዊ መረጻ ክትሳተፍ ኣይትኽእልን- ዶ/ር ደብረጽዮን
ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ልዕሊ 45% ከባቢታት እታ ክልል “ኣብቲ ትሕቲ ወራር” ከምዘሎ ብምግላጽ “ዝተቖርሰት ትግራይ እያ” ዘላ ክብል ተዛሪቡ።
14 ጉንቦት 2026

ፖለቲካዊ ቅልውላው ትግራይ፡ ክልተ ፕረዚደንት ክልተ ካቢኔ?
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ “ብሓይሊ” ዝተኻየደ ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ “ኣኼባ ካቢኔ” ኮኒኑ። ኣብ መንጐ ክልቲኦም መራሕቲ ተፈጢሩ ዘሎ ምትፍናን ንክልል ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኣእትዩዋ ከምዘሎ ይፍለጥ።
8 ጉንቦት 2026

ኣብ ሓወልቲ ድንግል ማርያም ዝተፈጸመ ‘ጽዩፍ’ ተግባር ወተሃደር እስራኤል
እቲ ተግባር ኣብ ሓንቲ ደብል ዝተባህለት ክርስትያን ብብዝሒ ዝነብሩላ ቍሸት ዝተፈጸመ ኰይኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካልእ ወተሃደር እውን ንሓወልቲ የሱስ ክርስቶስ ብገጹ ብምድፋእ ብሞዶሻ ክሃርሞ እንከሎ ተራእዩ ነይሩ።
8 ጉንቦት 2026

ትራምፕ፡’14 ነጥብታት’ ኣብ ዘለወሉ ኲናት ኢራን ‘ብቕልጡፍ ከም ዘብቅዕ ኣተንቢሁ
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቲ ምስ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ኲናት “ብቕልጡፍ ክውዳእ” ከም ዝኽእል ኣተንቢሁ።
7 ጉንቦት 2026

ህወሓት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ክሲታት ምላሽ ሂቡ
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብሰሉስ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መብርሂ፡ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምርሑ ሓይልታት ሱዳን ንዕጡቓት ህወሓት ናይ “ኣጽዋርን ገንዘብን ደገፍ” ከምዝሃበ ብምኽሳስ፡ ምዕራባዊ ዶባት ኢትዮጵያ ከምዝተጣሕሰን ትዕግስቲ ክገብሩ ከምዝመረጹን የመልክት።
6 ጉንቦት 2026

ትግራይ፡ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ናብ ስልጣን ተመሊሱ
5 ጉንቦት 2026

ዝምድና ዋሽንግተን-ኣስመራ፡ ብወገን ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ እንታይ ይብል?
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ዛዕባ ተበግሶታት ምልዓል እገዳን ምምሕያሽ ዝምድናን ኤርትራን ኣመሪካን ኣመልኪቱ ዝወሃብ ዘሎ ርእይቶታት ምላሽ ሂቡሉ።
29 ሚያዝያ 2026

መቐለ፡ ጀነራል ታደሰ ንውሳነ ህወሓት ኣመልኪቱ ዝሃቦ ምላሽ
ማእከላይ ኰሚቴ ህወሓት፡ ብሰንበት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶርያ ዝተመስረተን ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘሎን፡ ግዝያዊ ምምሕዳር፡ ፈሪሱ በቲ ቅድሚ ኲናት ኣብ ዝተገብረ በይናዊ መረጻ ዝቖመ ክለላዊ መንግስቲ ክትካእ እዩ ወሲኑ።
21 ሚያዝያ 2026

ኣብ ግጭት ኣመሪካን ኢራንን እንታይ’ዩ ክስዕብ? ኣርባዕተ ክህልዉ ዝኽእሉ ተኽእሎታት
ኣመሪካን ኢራንንን ኣብ ፈለማ ናብ ስምምዕ ኣይበጽሓን። ከም ዲፕሎማስያዊ ክሳራ ዝርአ ግን ኣይኰነን። እዚ ሕጂ ዝርአ ዘሎ ተወሳኺ ዝርርብ ናይ ምክያድ ተስፋ ብኸመይ ይርአ፣ ናብ ምጡን ግጭት ድየን ወይስ ናብ ዝሰፍሐን ዘይተርፍን ኲናት እየን ከምርሓ?
16 ሚያዝያ 2026

‘ብዘፍርሕ’ መንገዲ ዝስፋፋሕ ዘሎ ኢቦላ፡ ኣብ ክልተ ሰሙኑ
31 ጉንቦት 2026

ጥዕና፡ ቃንዛ ርእሲ ንምውጋድ ሓሙሽተ ዝበለጹ ሜላታት
30 ጉንቦት 2026

ጥዕናና ንምውሓስ መዓልታዊ ክንገብሮም ዘለና ሓሙሽተ ቀለልቲ ልምድታት
24 ጉንቦት 2026

ኢቦላ፡ ኣስጋእነቱ ካብ ‘ልዑል’ ናብ ‘ኣዝዩ ልዑል’ ተሰጋጊሩ
23 ጉንቦት 2026

ዓቐን መኣዲ፡ እቲ ንጥዕናና ዝብድሆ ዘሎ ኣመጋግባ
20 ጉንቦት 2026

‘ቈልዓ ክወልድ ኣይክእልን’የ ኢለ ሓሲበ ነይረ’፡ ደቂ ተባዕትዮ ሕቡእ ‘ስፐርም’ ንኽረኽቡ ዝሕግዞም ዘሎ ኤኣይ
18 ጉንቦት 2026

ውግእ ዩክረይን ገንዘብ ንምርካብ ክብል ‘ማህጸነይ ከካሪ ቀሲቡኒ’፣ ሓድሽ ሕጊ ግን ንመደባተይ ክገትኦ ይኽእል እዩ
11 ጉንቦት 2026

ዛዛሚ ጕዕዞ ናይታ ተሳፈርታ ብቫይረስ ዝተጠቕዑ መርከብ
10 ጉንቦት 2026

‘ወራጅ ኣለ’ – ብኣመሪካዊት ዝተፈነወት ኢትዮጲያዊት ኣልበም ሙዚቃ
31 ጉንቦት 2026

ዒድ ኣል ኣድሓ፡ ንምንታይ’ዩ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት እንስሳ ዝሕረዳ?
27 ጉንቦት 2026

ኣብ ዋንጫ ዓለም 2026 ዝጻወቱ እቶም ዝዓበዩ ተጻወትቲ ብዓል መን’ዮም?
24 ጉንቦት 2026
![ኣብ ቅድመ መጻረዩ ኣብ ክልተ እግሪ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ዝደመቐ ኤርትራዊ ዓሊ ሴሌማን [የማነይ] ሓላዊ ልዳት ሃገራት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪቃ ሮንወይ ዊልያምስ [ጸጋማይ]](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/05c2/live/d5e6cba0-5408-11f1-8b8c-6d33e1d5abb6.jpg.webp)
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ልዕሊ ዝበጽሓ ዕጫ ትስጕምዶ ትኸውን?
20 ጉንቦት 2026

ኣስመራ፡ ስእልታት ካርኒቫልን ምርኢታትን ቅንያት ዝኽሪ መዓልቲ ናጽነት
19 ጉንቦት 2026

ካብ ሞት ናብ ተስፋ፡ ብሓድሽ ሕክምናዊ ተኣምር ካብ መንሽሮ ደም ዝደሓነት
15 ጉንቦት 2026

ፍቕሪ ከምዝሓዘና ብኸመይ ንፈልጥ?
3 ጉንቦት 2026

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ
27 ሚያዝያ 2026
ቢቢሲ ትግርኛ ብማሕበራዊ ሚድያ ተኸታተሉ
ዝያዳ ዝተነበ
- 1ኢራን: 20 ወተሃደራዊ ማእከላት ኣመሪካ ከም ዘዕነወት ሓድሽ መርመራ ቢቢሲ ኣረጋጊጹ
- 2ትራምፕ ኵናት ክውዳእ’ዩ ዝደሊ፡ ኢራን ግን ንድሕሪት ትምለስ ኣይትመስልን’ያ- ትንተና
- 3ብዛዕባ እታ ‘ሕብሪ ወርሒ’ እትሰምየት ኤርትራዊት ዘውዲ ኣርኣያ እንታይ ንፈልጥ?
- 4ቀጥታሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ጣብያታትን ማእከላትን ምርጫ ቆጸራ ድምጺ ይቕጽል ኣሎ
- 5ዘይምዕሩይ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኵነታት እታ ሃገር እንታይ ይብል?
- 6ሓድሽ መጥቃዕቲ ሩስያ፡ ዩክረይን ኣብ ትሕቲ ፍርስራስ ዝተደብዩ ዜጋታታ ትደሊ
- 7ዘውዲ ኣርኣያ: እታ ኣብ 70ታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ዘንጸባረቐት ኤርትራዊት ኮኾብ
- 8መረጻ ኢትዮጵያ፡ ምስልታት መስርሕ ምድማጽ ዜጋታት
- 9‘ወራጅ ኣለ’ – ብኣመሪካዊት ዝተፈነወት ኢትዮጲያዊት ኣልበም ሙዚቃ
- 10ኤርትራ፡ ‘እዉጅ ባጀት ዘይብልካ ብዕዳ ኣመሪካ ምዝራብ ቅኑዕ ኣይኰነን’ – ኣምባሳደር ዓንደብርሃን


















